This Telegram channel focuses on discussions and teachings related to Islam and Christianity, presented in Tigrinya. It offers a variety of content, including cultural, literary, and educational materials in multiple languages such as Amharic, Ge'ez, English, Arabic, Hebrew, and Greek.
ወሒድ ኣብ ሞንጎ እስልምናን ክርስትናን ዘሎ ኣፈላላይን ምምስሳልን ብምንንፃር ዘምህር ሓውና እዩ። እዚ ሓውና ቋንቋዊ፣ሰዋስዋዊ፣ ዓውዳዊ፣ ተዛማዲ፣ ስነ-ጽሑፋዊ እና ስነ ኣመክንዮዊ መጎት ብምቅራብ ዝፍለጥ ተሟጓቲን መርባባይን እዩ። ኣብ መጎተኡ በቀንድነት ዝጥቀመሎም ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ግዕዝ፣ እንግሊዘኛ፣ዓረቢኛ፣ዕብራይስጥን ግሪክን እዮም።ፅቡቅ ናይ ንባብ፣ ፅንዓትን ንፅፅር ግዜ ክኾነልኩም ንምነ።