Telegram Description
From Telegram
እዛ ግሩፕ ንኣብ ኢትዮጲያ እንቅመጥ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተመስረተት ግሩፕ ኮይና መሰራታዊ ዕላምኣ ከኣ ካብ ቤት ጽሕፈት RRSን UNHCRን(ካልኦት መሻርኽትን) ንዝወሃብ ሓበሬታ ኣብ ግዚኡ ናብ ስደተኛ ንምብጻሕን ካብ ስደተኛ ዝመጽእ ርእይቶን ነቀፌታን ንቅበለላ ግሩፕ እያ።
Category
No reviews yet. Be the first to review this group.