Telegram Description
From Telegram
መፅሓፍ ቅዱስ ታሪኽ ቤተክርስቲያን..ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ መሰረት እንመሃረሉ እዩ።live ኹሉ ጊዜ 3:00 ምሸት ኣለና።ኣብ መወዳእታ ትምህር ድማ ፈተና ስለዝህሊ እንመሃሮ ትምህርቲ ምፅናዕ የድሊ 1ይ ዮሃ5:11 ኣምላኽ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዝሀበና፡ እቲ ምስክር እዚ እዩ እሞ እዛ ህይወት እዚኣ ኣብ ወዱ አላ።¹² እቲ ወዲ ዘለዎ ህይወት አላቶ፡ ወዲ ኣምላኽ ዜብሉ ህይወት የብሉን።❤🙏
Category
No reviews yet. Be the first to review this group.